ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተመያይጠን።
እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ሓለዋ ማሕበራዊ ጉዳይ ደቂ ኣንስቲዮ፣ ህፃናት፣ መናእሰይ፣ ጉድኣት ኣካል፣ ኣረጋውያን፣ ስደተኛታትን ተመለስቲ ስደትን ዝፍፅሞም ተግባራት ብዝምልከት ኣብሪሀን።
ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ንመሰል ደቂ ኣንስቲዮ፣ ፆታ መሰረት ዝገበሩ መጥቃዕቲታት፣ ግዝዛት ደቂ ኣንስቲዮ፣ኣስተምህሮ ንደቂ ኣንስቲዮ፣ ለውጢ ክሌማ ከምኡውን ስርዓተ ፆታ ብዝምልከት ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ሓቲቶም።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ ምላሽ፥ ብምንግስቲን እቲ ሚኒስቴርን መሰል ደቂ ኣንስቲዮ ንምሕላውን ዓቕመን ንምጉልባትን ብፖሊሲ፣ ብብርኪ ትካላትን ፕሮግራማትን ተረባሕነተን ንምርግጋፅ ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ብዝምልከት ምብብረሀን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።