ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስት ፌዴሪኢ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ መኽፈቲ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናተሳለጠ ይርከብ።
ኣብቲ ጉባኤ ድማ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስት ፌዴሪኢ ኮይኖም ተሸይሞም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ባይቶ ብምቕራብ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment