ዶክተር መቅደስ ዳባ  ሚኒስትር ጥዕና ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼባኡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበሉ ሹመት መርሚሩ ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ ዶክተር መቅደስ ዳባ  ሚኒስትር ጥዕና ብምዃን ከምዝተሸማ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ዶክተር መቅደስ ዳባ ኣብ ሕክምና ማህፀንን ጥንስን ብመሰረት ዝገበርኡ ምርምርን ኣስተዋፅኦን ኣብ 2021 ዓ.ም.ፈ ብዓውዲ ደቂ ኣኒስቲዮ ዓለም ለኻዊ ሽልማት ሕክምና ማህፀንን ጥንስን ምርካበን ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment