ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ተወካሊ ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ካሮሊን ራያን ተዛቲየን።
ኣብቲ ዘተ ኣብ ክሊ ኤች ኤይ ቪ ኤድስ፣ ክታበት፣ ኣገልግሎት ጥዕና ሕብረተሰብ ህፁፅ ምላሽ ኣብ ዝወሃበሉ ዛዕባ ብምድሃብ ተላዚቦም።
ብተወሳኺ ዓቕሚ ላቦራቶሪ ኣብ ምዕባይ ከምኡውን ሓደሽቲ ምትሕብባራት መግባር ኣብ ዘኽእልሉ ዓውዲታት ጥዕና ምልዛቦም እተን ሚኒስቴር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፀን ፅሒፈን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።