ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ንምፍታሕ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝትግበሩ ዘለዉ ሓደሽቲ ስጉምቲታት ናብ ቅኑዕ ኣንፈት ዝወስዱ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመንን ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ህወሓትን መንግስቲ ፌዴራልን ዝተፈጠረ ኮንፂ ብዘላቕነት ምፍታሕ ኣድላዪ ኢዩ ኢሉ።
እቲ ዘተ ሰላም ከይደንጎየ ምትግባር ንመላእ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላምን ምዕባለን ዘምፅእ ኢዩ ክብል ሓቢሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።