ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሩይ ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።

እቲ ድምፃዊ ብዝሓደሮ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዝ ድሕሪ ምፅናሕ ከምዝዓረፈ ተገሊፁ።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሕልፈት ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ዝተሰመዖ ሓዘን እናገለፀ፥ ንዘመድ ኣዝማድ፣ ፈተውቱን ኣድነቕቱን ፅንዓት ይምነ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment