ድምፃዊ ዓሊ ቢራ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ክብሪ ዶክተር ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።

ልዕሊ 50 ዓመታት ኣብ ኢንዱስትሪ ሙዚቃ ዝፀንሐ ድምፃዊ ዓሊ ቢራ÷ ብዝሓደሮ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዘ ከምዝፀንሐ ይፍለጥ፡፡

ትማሊ ኣጋግዘ ድማ ካብዛዐ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለየ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ፡፡

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሕልፈት እቲ ኣርቲስቲ ዘዝተሰመዖ ሓዘን እናገለፀ÷ ንስድርኡ፣ ኣድነቕቱን ዘመድ ኣዝማድን ፅንዓት ይምነ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment