ድሕንነት ቨርቹዋል መረዳእታ  ምሕላው ሉእላውነት ሃገር ንምሕላው ንዝስራሕ ስራሕ ምሉእነት ክህልዎ ዝገብር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት ቨርቹዋል መረዳእታ  ምሕላው ሉእላውነት ሃገር ንምሕላው ንዝስራሕ ስራሕ ምሉእነት ክህልዎ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ብምርካብ ቁልፊ መሰረተ ልምዓት(PKI) ብዕሊ ኣጀሚርና ኢሎም።

እዚ ድማ ዝእመንን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ዲጂታል መረዳእታ ልውውጥ ዘሳልጥ ኢዩ ከብሉ ገሊፆም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment