ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።

ብመሰረት እዚ፦

• ሪያል ማድሪድ ምስ ማንችስተር ሲቲ

• ቦርስያ ዶርትሙንድ ምስ ፒኤስጂ

• ሊዮን ምስ ጁቬንቱስ

• ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሊቭርፑል

• ኣትላንታ ምስ ቫሌንሽያ

• ቼልሲ ምስ ባየር ሙኒክ

• ኣር ቢ ሌፕዚግ ምስ ቶተንሃም

• ባርሴሎና ምስ ናፖሊ ተደልዲለን ኣለዋ።

Comments (0)
Add Comment