ዴቪድ ካሜሩን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ዴቪድ ካሜሩን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ብምዃን ተሸይሞም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ሪሺ ሱናክ ሽግሽግ ካቢኔ ኣካይዶም።

ብመሰረት እዚ ሱዌላ ሚኒስትር ውሽጢ ዓዲ ብሬቨርማን ካብ ስልጣኖም ከምዘልዓልዎም ቢቢሲ ፀብፂቡ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝነበሩ ጄምስ ክሌቨርሊ ሚኒስትር ውሽጢ ዓዲ ንክኾኑ ከምዝሸምዎም እውን ተሓቢሩ።

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ዴቪድ ካሜሩን ድሕሪ ሽዱሽተ ዓመት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ብምዃን ተሸይሞም ኣለዉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment