ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ከምትኹንን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ከምትኹንን ገሊፃ።

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወጻን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ መዘነኦም ክርስቶፌ ሉቱንዱላ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ንምፍታሕ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ሕረት ኣፍሪካን ክህልዎም ኣብ ዝኽእል ግደ ኣድሂቦም ተመያይጦም፡፡

ክርስቶፌ ሉቱንዱላ ካብ ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን እዋናዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ካብ ዝኾኑ ፌሌክስ ሺሴኬዲ ዝተላእኸ መልዕኽቲ ንኣይተ ደመቀ ኣብፂሖም፡፡

ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ከምትኹንን ምሕባሮም ኣብቲ መልእኽቲ ከምዝተመላኸተ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment