ዳግማይ ንባዕዳዊ መግዛእቲ ኣይንምርከኽን ዝብል ድምፂ ኢትዮጵያ ብሰፊሑ ተቐባልነት ይረክብ ኣሎ – ኣግልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣፍሪካን ካልኦት ክፍለዓለማትን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ደው ምባሎምን “ዳግማይ ንባዕዳዊ መግዛእቲ ኣይንምርከኽን” ዝብል ድምፂ ኢትዮጵያ ተቐባልነት እናረኸበ ከምዝኾነ ኣግልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።

ሚኒስተር ዴኤታ ኣግልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ፥ኢትዮጵያ ዳግማይ ኣርማ ቃልሲ ናፅነት ኣፍሪካ ኮይና ከምዝወፅአት ገሊፆም።

ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ንዳግማይ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣይንምበርከኽን ኢሎም ድምፆም ዓው ኣቢሎም ብምስማዖም ኢትዮጵያ ብዙሓት ፈተውቲ ከም ዘትረፈት ኣብሪሆም።

“ናፅነትና ብስርናይ ከምዘይልወጥ ንምግንዛብ ተኻኢሉ እዩ” ኢሎም ሚኒስትር ዲኤታ ከበደ ዴሲሳ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment