ዳያስፖራ ናብ ሃገር ምምፅኡ ኣብ ዓውዲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ልዑል ዓወት ተረኺቡሉ ኢዩ – ኤጀንሲ ዳያስፖራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ናብ ሃገር ምምፅኡ ኣብ ዓውዲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ልዑል ዓወት ከምዝተረኸበሉ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ዶክተር መሓመድ እንድሪስ ገሊፆም።

ዳያስፖራታት ናብ ሃገር ምምፅኡ ሕድሕድ ምፍላጥ ንኽህሉን ኣምባሳደር ሃገሮም ምዃኖም ኣጠናኺሮም ንኽቕፅሉ ከምዝሓገዘ እውን ዶክተር መሓመድ ኣብሪሆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment