“ዳያስፖራን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእስ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ዳያስፖራን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእስ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፣ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታየ ደንደኣ ከምኡ እውን ላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲ ፌዱራልን ክልልን ተረኺቦም።

ፃውዒት ሃገር ተቐቢሎም ዝመፅኡ ዳያስፖራታት ብኲናት ዝተጎድኡ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ንምዕዛብ ትማሊ ናብ ሰመራ ምእታዎም ይፍለጥ።

ብሃብታሙ ተክለስላሴ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment