ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ መዐደሊታት ነዳዲ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ።
1 ሰነ 2015 ዓ.ም ድማ ኣብ መላእ ሃገር ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ክጅምር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ተዛረቦም።
ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ፈተነ ዝተጀመረ ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ ኩለን ተሽከርከርቲን ኩሎም መዐደሊታት ነዳዲን ተግባራዊ ክኸውን ኢዩ ኢሎም።
እቶም ሚኒስትር፥ ፍሪያት ነዳዲ ንከይባኽንን ቅልጡፍ ዕዳጋ ንክህሉን ዝገብር ኢዩ ክብሉ ገሊፆም።
ብመሳፍንት እያዩ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።