ዲጂታል ኢትዮጵያ ኣብ 2025 ዕላዊ ንምግባር ትካላት ብምውዳድ ንክሰርሓ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ ኣብ 2025 ዕላዊ ንምግባር ትካላት ብምውዳድ ንክሰርሓ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሓቲቱ።

ልዕሊ 50 ትካላት መንግስቲ ዝተሳተፋሉ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ፍርቂ እዋን ስራሕ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ምስላጡ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብቲ ስትራቴጂ ተግባራዊ ንክግበሩ ዝተቐመጡ ስራሕቲ ዝበፅሕሉ በርኪ ዝጠመተ ሓበሬታ ናይ ምትእኽኻበን ምርግጋፅን ስራሕ ከምዝተሰርሐ ተሓቢሩ።

ሚንስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ፥ ዲጂታል ኢትዮጵያ ኣብ 2025 ዕላዊ ንምግባር ትካላት ብምውዳድ ንክሰርሓ ኣተሓሳሲበን።

#Ethiopia

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment