ደቡብ ጎንደር ናብ ግንባር ከተቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ጎንደር ህዝባዊ ሠራዊት ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ግንባር ከቲቱ።

ህልውና ሕዝቢ ኣምሓራ ኣብ ሓደጋ ምውዳቑ ስዒቡ ኢዩ እቲ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ግንባር ከቲቱ።

እቲ ህዝባዊ ሠራዊት ህዝቢ ኣምሓራ አዋሪዱ፣ ዘሪፉን ቀቲሉን ኢትዮጵያ ንምብትታን ዝተልዓለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እንተይኣጥፈአ ናብ ገዝኡ ንዘይምምላስ ተመሓሒሉ ኢዩ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር መሬት ገፀር ክልል ኣምሓራ ሲሳይ ዳምጤ፥ እቲ ወፍሪ ህልውና ንኣምሓራ ጥራሕ ዘይኮነስ ኢትዮጵያ ክሳብ መወዳእታ ነፃ ንምውፃእ ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

ኣይተ ሲሳይ፥ ፀላኢ ምጥፋእ ናይቲ ወፍሪ ሸቶ ኢዩ።

ናይቲ ክልል ሓላፊ ቢሮ ንግዲን ልምዓት ዕዳጋን ኣይተ ቀለመወርቅ ምህረቴ ብግደኦም፥ እቶም ወፈርቲ ታሪክ ይሰርሑ ምስ  ዘለዉ መከላከያ ሠራዊት፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ፋኖ፣ ሚሊሻ ኣባላትን ህዝቢ ኣምሓራን ተሰሊፎም  ልኡኾም ብጅግንነት ይዋፅኡ ኣለዉ ኢሎም ክብል ኣሚኮ ፀብፂቡ።

 

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment