ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 2፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ክልል ንተፈናቐልቲ ወገናትን ንወፍሪ ህልውናን 25 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብእኸፈቶ ወረራ ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝርከብን ልዕል ጉድኣት ንዝበፅሖን ክልል ኣምሓራ ክልል ደቡብ ኣጋርነቱ ገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ደቡብ ክልል ንተፈናቐልቲ ወገናትን ንወፍሪ ህልውናን 25 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ ክብል ኣሚኮ ፀብፂቡ።
ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ርስቱ ይርዳው ሎሚ ንጎሆ ባህርዳር ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ወፍሪ ህልውና ናይ ኣምሓራ ክልል ዕዳ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ኢትዮጵያውያን ህልውና ጉዳይ ኢዩ ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።