ደቂ ኣንስትዮ ጋዜጠኛታት ዘሰናደአኦ 100 ኩንታል ስንቂ ንሰራዊት ምክልኻል ኣበርኪተን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽተ ደቂ ኣንስትዮ ጋዜጠኛታት ብዘተኣኻኸበኦ ልዕሊ 700 ሺሕ ብር ዘሰናደአኦ 100 ኩንታል ስንቂ ጥሕኒ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣበርኪተን።

እቲ ሓገዝ ዳይሬክተር ዘፈር ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስቴር ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል ጥሩዬ ኣሰፌ ተረኪበንኦ፡፡

ሚኒስትር ልምዓት ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒን ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየን ኣብቲ ስነስርዓት ምርካብ ሓገዝ ተረኺበን፡፡

ዶክተር ኤርጎጌ በዚሁ ጊዜ የአገር ግንባታ ተግባር ላይ በማዋል አገርን የማዳን ታሪካዊ ሃላፊነት ተጥሎብናል ብለዋል፡፡

ሜጀር ጄኔራል ጥሩዬ ሰራዊት ምክልኻል ጥንኩር ደጀን ስለዘለዎ ብፅቡቕ ሞራል እናገስገሰ ከምዝኾነ ምግነላፀን ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment