ደቂ ኣኒስቲዮ ከተማ ኣሶሳ ንሃገር መከላለከያ ሰራዊት ናይ ድጋፍ ሰልፊ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣  28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣኒስቲዮ ከተማ ኣሶሳ ንሃገር መከላለከያ ሰራዊት ናይ ድጋፍ ሰልፊ ሎሚ ኣካይደን።

እተን ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዘካየድኡ ሰልፊ ጉጅለ ህወሓት ዘውግዝን ንሃገር ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ዝተፈላለዩ መፈክራት ኣስሚዐን።

ኣብቲ ሰልፊ ኣባላት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ እቲ ከተማ፣ ካብ ምምሕዳር እቲ ከተማ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፋ እንትኾና፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ለዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ዘብፅሖ መጥቃዕቲን ጅምላዊ ጭፍጨፋን በፅኑዕ ከምዘውግዛ ገሊፀን ክብል ኮሙዩኒኬሽን ጉዳያት ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ፀብፂቡ ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment