ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ንነፃነት ሃገረን ኣስተዋፅኦ ገይረን ኢየን- ፕሬዚዳንት ታዬ

ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ንነፃነት ሃገረን ኣስተዋፅኦ ገይረን ኢየን- ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ንነፃነትን ምዕባለ ኢኮኖሚን ሃገረን ኣስተዋፅኦ ገይረን ኢየን ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም።

እቶም ፕሬዚዳነት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ኢሎም።

ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ንነፃነት፣ ምዕባለ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊ ክብሪታትን ምፅናዕ ባህሊን ሃገረን ኣስተዋፅኦ ገይረን ኢየን ክብሉ ገሊፆም።

 

 

Comments (0)
Add Comment