ደራሲን ተዋሳኢን ሓ/ፕሮፌሰር ተስፋዬ ገሰሰ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደራሲን ተዋሳኢን ሓጋዚ ፕሮፌሰር ተስፋዬ ገሰሰ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።

ኣብ ብሄራዊ ቴዓትር ናይ ምፍናው ስነ ሰርዓት ከምዝዳሎ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ስነ ስርዓት ቀብሩ ድማ ኣብ ቤተክርስቲያን ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ከምዝፍፀም ተሓቢሩ።

ሓጋዚ ፕሮፌሰር ተስፋዬ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ዝደረሰ እንትኸውን፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ፊልምታትን ድራማታትን እውን ብተዋሳኣይነት ተሳቲፎም ኢዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment