ደራሲን ተርጓሚን ኣማረ ማሞ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 20 መፃሕፍቲ ንአዳንባብያን ዘበርከቱን ደራሲን ተርጓሚን ኣማረ ማሞ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።

ኣባል ክብሪ ዕድመ ልክዕ ማሕበር ደራሲያን ኢትዮጵያ ደራሲን ተርጓሚን ኣማረ ማሞ ብዝሓደሮም ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበሩ ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ መዓልቲ ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ተገሊፁ።

ስነ ስርዓት ቀብሮም ድማ ዕለ ረቡዕ ኣብ ቤተክርስቲያን ቅዱስ ዮሴፍ ክፍፀም ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment