ደረጃ ሰለስተ ሪፈራል ሆስፒታል እዚ ምብራቕ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደረጃ ሰለስተ ሪፈራል ሆስፒታል እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብክሊኒካል ነርሲንግ ዲፕሎማ ዘሰልጠኖም 800 ሰብ ሞያ ጥዕና ኣመሪቑ።
ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምረቓ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ላዕለዎት መኮንናት እቲ ሰራዊት፣ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃር ተረኺቦም።
እቶም ተምሃሮ ትምህርቶም ን2 ዓመትን 6 ወርሒን ዝተኸታተሉን ብደረጃ 4 ዲፕሎማ ምምራቖምን ግዜኢ ፀብፂቡ።
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment