ዩ ኤስ ኤይድ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ንሰለስተ ሃገራት ሓገዝ 114 ሚሊየን ዶላር ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤይድ) ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ መስ ዘጋጠመ ድርቂ ብዝተዛመደ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ንሰለስተ ሃገራት ተወሳኺ ሓገዝ 114 ሚሊየን ዶላር ገይራ።

እቲ ድጋፍ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ብዘጋጠመ ደርቂ ነዝተጎድኡ ወገናት ሰብኣዊ ደገፍ ንምቕራብ ዝውዕል ከምዘኾነ ካብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብቲ ቀጣና ብዘጋጠመ ደርቂ 20 ሚሊየን ዜጋታት ደገፍ ህፁፅ ሓገዝ የድልዮም ኢዩ ዝብል እምነት ኣሎ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment