ዩጋንዳ ሓለዋ ዘድልዮም ማያዊ ከባቢታት ብምፍላይ ብጋዜጣ አሐቲማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩጋንዳ ሓለዋ ከባቢ ብምድጋፍ ሓለዋ ዘድልዮም ማያዊ ከባቢታት ፈሊያ ብጋዜጣ አሐቲማ።

እቲ ሕትመት ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዘጋጠም ክሌማዊ ለውጢ ንምቕናስ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ።

ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ  ሓለዋ ከባቢ እታ ሃገር ባሪሬጋ ኣካንኳሳህ፥ ዩጋንዳ 8 ሺሕን 613 ሓለዋ ዘድልዮም ማያዊ ከባቢታት ብምምዝጋብ ንሕትመት ምብቅዓ ገሊፆም።

ከም ፀብፃብ ሲ ጂ ቲ ኤን፥ እታ ሃገር መሰረት ዝገበረቶ ክፍሊ 36 ሓለዋ ከባቢ እናተብሃለ ዝፅዋዕ ኣዋጅ ብሕጊ ዝተኸልከሉ ከባቢታት ዝኾነ ይኹን ሰብ ካብ ምሕታት፣ ስራሕቲ ህንፀት ካብ ምክያድ ወይ ዝተሃነፀ ካብ ምፍራስ ዝኽልክል ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment