ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብመሰረት ዝሃብዋ ፍቓድ ኣሜሪካ ስርሓት ዝኾነ ነዊሕ ርሕቐት ዝሕምበብ ሚሳኤል ናብ ሩሲያ ከምዘወንጨፈት ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን፥ ዩክሬን ካብ ኣሜሪካ ዝተውሃባ ነዊሕ ርሕቐት ዝሕምበብ ሚሳኤላት ንሩሲያ ንምውቃዕ ንክትጥቀመሉ ፍቓድ ምሃቦም ይፍለጥ።
ነዚ ስዒቡ ዩክሬን ነቶም ምሳኤላት እንተተጠቒማ ሩሲያ ዓፀፋዊ ስጉምቲ ከምእትወስድ ኣጠንቂቓ ምንባራ ይዝከር።