ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዓለምለኻዊ ዓውደ መፅናዕቲ  ኣጠቓቕማ ናዉቲ ዘላቒ ሓይሊ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዓለምለኻዊ መድረኽ ዓውደ መፅናዕቲ  ኣጠቓቕማ ናዉቲ ዘላቒ ሓይሊ የሳልጥ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ምስ ዩኒቨርሲቲ ኖቲንግሃም እንግሊዝ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ከምዝኾነ ኣም ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ ዩንቨርስቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ካብ ዩኒቨርሲቲታት ኣውሮፓ፣ ኣፍሪካ፣ ኢትዮጵያን ዝመፅኡ ምሁራትን ተመራመርቲን ኣብቲ መድረኽ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ኣቕሪቦም ዘተ ይግበረሉ ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment