ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ መርሃግብርታት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ መርሃግብርታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 35 ተምሃርኡ ሎሚ 8 ሕዳር 2016 ኣብ ኣዳራሽ ሓወልቲ ሰማእታት ኣመሪቑ።

እቶም ተምሃሮ፥ ብቐዳማይ፣ ካልኣይን ሳልሳይን ድግሪ መርሀ ግብሪታት ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ተምሃሮ ተሓቢሩ።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ዩንቨርስቲ፣ ወለዲ ተምሃሮ፣ ተመረቕቲን ካልኦት እንግዶት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተረኺቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment