ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም መኮንናት ፖሊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም መኮንናት ፖሊስ ኣመሪቑ።

እቶም ተመረቕቲ፥ ብኻልኣይ ዲግሪ፣ ብደረጃ ኣርባዕተን ጥዕና ሳይንስን ኢሉ እውን ካልኦት ዓውድታት ትምህርቲ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ብዓውዲ ምምሕዳር ድሕንነት ንፈለማ እዋን ብምምሃር ምምራቑ እውን ግዜኢ ፀብፂቡ።

ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 12 ሰልጠንቲ ፖሊስ ሶማሊያን ደቡብ ሱዳንን ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

Comments (0)
Add Comment