ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ካብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብወራር ትህነግ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ንዝተመዛበሉ ወገናት 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ተመዛበልቲ ኣብ ዝርከቡሉ ከተማ እብናት ብምርካብ ኢዩ ሓገዝ ኣበርኪቱ፡፡

እቲ ዩኒቨርሲቲ ቅድም ክብል ኣብ ግምባር ደባርቕን ግምባር ጋይንትን ሓገዝ ከምዝገበረን ዝገብሮ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅልን ዳይሬክተር ኣገልግሎት ማሕበረሰብ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣይተ ሰለሞን ፋንታው ምግላፆም ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment