ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ንሰለስተ ሙሁራት መዓርግ ፕሮፌሰር ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ትማሊ ንሰለስተ ሙሁራት መዓርግ ፕሮፌሰር ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ፥ ዶክተር ታደሰ ኣወቀ፣ ዶክተር የማታው ወንዴን ዶክተር ኣሰግድ ደምሴን ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ተዋሂቡዎም።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፁ ኣብ ዘውተኦ ፅሑፍ፥ እቶም መዓርግ ፕሮፌሰርነት ዝተውሃቦም መልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment