ዩኒቨርሲቲ ጅማ 3 ሺሕን 868 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1  ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 868 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ።

ሚኒስትር ሰላም  ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ሓዊሱ ከፍተኛ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምርቓት ተረኺቦም።

እቲ ዩኒቨርስቲ ብስሩዕ፣ ብተኸታታሊ፣ ርሕቐትን ክረምታዊን መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ።

እቶም ተምሃሮ ብተፈጥሮን ማሕበራዊን ሳይንስ፣ ሕጊ፣ ግብርና፣ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽንን ካልኦት ዓውዲታት ትምህርቲን ብቐዳማይ፣ ካልኣይን ሳልሳይን  ዲግሪ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብሙክታር ጣሃ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment