ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 9 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ሓገዝ ምግቢን ናውቲን ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ኣገልግሎት ተምሃሮ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣይተ ወልዱ ኣሰፋ ከምዝገለፁዎ፥ ዩኒቨርሲቲታት ተግባር ኣገልግሎት ማሕበረሰብ ሓላፍነተን ስለዝኾነ ኣብ ሰለስተ ክፋላት ሃገር ብምርካብ ሓገዝ ተገይሩ ኢዩ፡፡
እቲ ዩኒቨርሲቲ፥ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ብምረካብ 2 ነጥቢ 4፣ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ብምርካብ 2 ነጥቢ 45ን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደብረ ታቦር ብምርካብ ድማ 4 ነጥቢ 15 ብር ዝግመቱ ሓገዝ ምግቢን ናውቲን ከምዝገበረ ኣብሪሆም፡፡
ብኣለባቸው ኣባተ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።