ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ተምሃሮ እናመረቐ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ተምሃሮ እናመረቐ ይርከብ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ እናመረቖም ዝርከብ ተምሃሮ፥ ብስሩዕ፣ ክረምታዊን ምሸታዊን መርሃግብሪ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ኢዮም።

ንመበል 13 ግዘ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ካብ ሞንጎ ዘመርቖም ተምሃሮ፥ እተን 1 ሺሕ ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተሓቢሩ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ቦርድ እቲ ዩኒቨርሲቲ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ምምሕዳር ድሬዳዋን ከምዝተረኸቡ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment