ዩኒቨርሲቲ ድሬደዋ  ብ195 ሚሊየን ብር ዘህነፆ ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ ኢንተርኔት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣  28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬደዋ  ብ195 ሚሊየን ብር ዘህነፆ ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ ኢንተርኔት ኣመሪቑ።

ዝሓሸ ምትእስሳር ዩንቨርስቲታት ንዘላቒ ልምዓት! ብዝብል መሪሕ ቃል ትምህርታዊ ዓውደ ርእይ ኣብ ዩንቨርስቲ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተፈላለዩ ርክባት ሳይነስ ሓዊሱ ኣብቲ ዩንቨርስቲ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ቴክኖሎጂ ቀሪቦም።

እቲ ዓውደ ራእይ ኣብቲ ከባቢ ማሕበረሰብ ንግዲን ኢንዱስትሪን ንምትእስሳር ዝዓለመ ከመዝኾነ ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር ዑባህ ኣደም ተዛሪቦም።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶ/ር ሳሙኤል ክፍሌ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ሪፎርም ዩንቨርስቲታት ብምልላይ ዝተመስረተ ከምዝነበረ ሓቢሮም።

ብእዮናዳብ ኣንዱዓለም

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment