ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ።

ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ሃብታሙ ኣበበ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ናይ ምምሃር ምስምሃር፣ ኣገልግሎት ምርምርን ማሕበረሰብን ፅሬት፣ ፈትሓውነት፣ ተበፃሕነትን ኣግባብነት ንምርግጋፅ ምስርሑ ኣረጋጊፆም።

ነቶም ተመረቕቲ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ቀፃሊ ዘመን ስራሕ ፅቡቕ ንክኸውን ተመኒዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment