ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ዘሰልጠኖም 463 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታ ትምህርቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም 463 ተምሃሮ ኣመሪቑ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ፋሪስ ደሊል (ዶ/ር)ን ኣባላት ማኔጅመንት እቲ ዩኒቨርሲቲን ሓዊሱ ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡

ካብ ሞንጎ ተመረቕቲ 131 ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ካብቲ ዩኒቨርሲቲ ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እቲ ዩኒቨርሲቲ ተምሃሮ ኣምሂሩ እንተመርቕ እቲ ናይ ሎም መበል 12 ግዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment