ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ሓደሽቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ብሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዝተመደቡሉ ልዕሊ 3 ሺሕ ሓደሽቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ።

እቲ ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲን ፅባሕን ተምሃሮ ከምዝቕበል ኣፍሊጡ።

ምክትል ፕሬዚዳንት ጉዳያት ኣካዳሚ እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር ሃብቴ ዱላ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ተምሃሮ ንምቕባልን ኣብ ቀፃሊ ንዝህሉ ምምሃር ምስትምሃርን ስራሕቲ ካብ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ዩንቨርስቲ፣ ሰራሕተኛታት፣ ኣባላት ሕብረት ተምሃሮ፣ ዓበይቲ ዓዲን ነበርቲን ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ዘካተተ ኮሚቴ ብምጥያሽ ይስራሕ ኣሎ።

ናብቲ ግቢ ድሕሪ ምእታዎም እውን ፕሮቶኮል ኮቪድ 19 ተሓሳቢ ዝገበረ ምዝገባ ንኸካይዱ፣ ኣገልግሎት መደቀስን ምግቢን ንክረኽቡ ይግበር ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ብትዝታ ደሳለኝ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment