ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ  234 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ  ብዝተፈላለዩ  ሞያታት ዘሰልጠኖም 234 ተምሃሮ ኣመሪቑ።

ብሕክምናን ጥዕናን ብቀዳማይም ካልኣይን ዲግሪ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ካብቲ ዞባ ኮሚኒኬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 111 ደቂ ኣኒስቲዮ ከምዝኾና ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment