ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 4 ሺሕን 87 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 4 ሺሕን 87 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ከመርቕ ኢዩ።

ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 48 ብሳልሳይ ዲግሪ ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ። 3940

ብቐዳማይ ዲግሪ ብምሸታዊ ፕሮግራም 809፣ ብስሩዕ 3 ሺሕን 39፣ ብርሕቐት ድማ 18 ተምሃሮ ኢዮም ዝምረቑ ዘለዉ።

ብስፔሻሊት ሕክምና እውን 26 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ካብ መንጎ እቶም ሎሚ መዓልቲ ዝምረቑ ተምሃሮ ኢዮም ተባሂሉ።

እቲ ዩንቨርስቲ ሎሚ ዘበን ብሓፈሻ 10 ሺሕን 561ተምሃሮ ኣመሪቑ ኢዩ።

ብፍሬህይወት ሰፊው

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

Comments (0)
Add Comment