ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ኤምባሲ ቻይናን ሰነድ ስምምዕነት ናፃ ዕድል ትምህርቲ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ኤምባሲ ቻይናን ሰነድ ስምምዕነት ናፃ ዕድል ትምህርቲ ከቲመን።

እቲ ስምምዕነት ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ዓቕሚ ተምሃሮን መምህራንን ክብ ዘብል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ዝፀንሐ ሕውነት ክልቲአን ሃገራት ከምዘጠናኽር ድማ ተሓቢሩ።

ምክትል ፕሬዚዳንት ኣካዳሚክ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር እመቤት ሙሉጌታን ምክትል ኣምባሳደር ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሼን ቂንሚን ኣብቲ ሰነድ ክታሞም ኣንቢሮሙሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment