ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ኣብ ዘፈር ጥዕና ዘሰልጠኖም 96 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 96 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።

ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ 96 ተምሃሮ ኣብ ትሕቲ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዝርከቡ መኮንናት ጥዕና፣ ብነርስን ኣዋነድቲ ነርስን ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ከምዝኾኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment