አዲስ ኣበባ ፣ 19 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 2 ሺሕን 400 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል ሻምናይ እዋን ዘመረቐ እንትኸውን፥ እቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ ብመርሃ ግብራ ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ኣብ ሸሞንተ ዙር ምረቕኡ ለዕሊ 13 ሺሕ ተምሃሮ ከምዘሰልጠነ ኦቢኤን ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።