ዩኒቨርሲቲ መቱ ልዕሊ 370 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቱ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ እንተምህሮም ዝነበረ ልዕሊ 370 ተምሃሮ ኣመሪቑ።

እቶም ተምሃሮ ብዓውዲ ትምህርቲ ጥዕና ሳይነስን ካልኦት ዓይነታት ሞያን ዝሰልጠኑ ኢዮም።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ማሕበረሰብ እቲ ዩንቨርስቲን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ከምዝተረኸቡ ካብቲ ዩንቨርስቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment