ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ 195 ዶክተራት ሕክምና ዶክተራት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ሃዋሳ  195 ዶክተራት ሕክምና ዶክተራት ኣመሪቑ።

ካብቶም ተመረቕቲ እቶም 38 በዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ስፔሻሊቲ ሕክምና ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ  ብዶክተራት ሕክምና ንመበል 12 እዋን ዘመረቐ እንትኾን፥ ስፔሻሊስታት ድማ ንሓምሻይ ግዘ ኢዩ ኣመሪቑ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment