ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ንሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብኲናት ንዝተጎድኡ ሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዕንወቀት ንዝበፅሖም ዩኒቨርሲቲታት መቅደላ ኣምባ፣ ወሎን ወልዲያን መሊስካ ንምጥያሽ ዝኸውን ኣቕሑት ቤተፈተነን ኮምፒዩተራትን ኢዩ ኣበርኪቱ፡፡

ምክትል ፕሬዚዳንት ጉዳያት ኣካዳሚ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ዶክተር ኣወል ሰኢድ፥ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ዝገበሮ ሓገዝ ምስጋና ምቕራቦም ካብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment