ዩኒሴፍ ስርዓት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ምጥንኻር ኣድላዪ ምትሕብባር ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ስርዓት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ምጥንኻር ኣድላዪ ምትሕብባር ከምዝገብር ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ  ዳሬክተር ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ  ዶ/ር ኣቡበከር ካምፖ ዘቲየን።

ዶ/ር መቅደስ፥ ዩኒሴፍ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ንኢደን።

ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ሓፈሻዊ ኣገልግሎት ጥዕና፣ ዋሽ ስርዓተ ምግቢ ምስ ዩኒሴፍ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘለዎ ድልውነት ኣረጋጊፀን።

ዶ/ር አቡበከር ካምፖ ብግደኦም፥ ኣብ ቀረብ መድሓኒትን ናውቲታት ሕክምናን ዩኒሴፍ ዝገብሮ ደረፍ ፋይናንስ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም።

ዩኒሴፍ ስርዓት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ምጥንኻር ኣድላዪ ምትሕብባር ከምዝገብር እውን ምግላፆም ኣብቲ ሚጀኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment