የማነ በርሀ ኣፍሪካና ሪል ስቴት ንተጎዳእቲ ወረዳ ጎፋ ገዜ ናይ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)የማነ በርሀ ኣፍሪካና ሪል ስቴት ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ጎፋ ገዜ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝውዕን ደገፍ 5 ሚሊየን ብር ገይሩ።

ነቶም ወገናት ዝውዕል ደገፍ፥ ዝተፈላለዩ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትጋላት ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ይገብሩ ምህላዎም ይፍለጥ።

 

Comments (0)
Add Comment