ዞባ ጋሞ ብሕልፊን ትርፊን ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተዓደለ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ጋሞ ብሕልፊን ትርፊን ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተዓደለ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሀዝቢ ጋሞ ብጠንካራ ባህሊ ስራሕ ኣቢሉ ልምላመ ናብ ትውልዲ ምሕላፍ ክኢሉ ኢዩ ኢሎም።

ብተወሳኺ ሰላምን ዕርቅን ባህሉ ዝገበረ ሀዝቢ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ሐዚ አወን ንሰላም ረሃፅና መፍሳስ፣ ብኲናት ዝዓነዉ ከባቢታት መሊስካ ንምህናፅ ካብ ዘለና አንተዋፃእና ክነትርፍ ኢና አንበር ኣይንጉዳእን ኢሎም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment